ፕረሲደንት ኤርትራ፡ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክሰድድ ምዃኑ ሓቢሩ

ብምኽንያት 20 ሰነ ዝኽሪ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተዳለወ ጽንብል፡ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ፡ ኣብ ዘስምዖ ቃል፡ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኣወንታዊ ዝበሎ ለውጥታት ብምቕባል፡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽ ክሰድድ ምዃኑ ገሊጹ....www.eastafro.com/2018/06/19/video-2018-eritrea-martyrs-day-commemoration/

Leave a Comment